እንቋዕ ናብ ውልቃዊ ገጽ ወኪል ዳኒ ብሰላም መጻእኩም

ንናይ ፖፖ ላይቭ ዕዉት ተጠቃሚ ንምዃን ዘድልየኩም ኩሉ ኣብዚ ትረኽቡ

Agent Kamal

ሰላም ኤጀንት ዳኒ ይበሃል

ኣብ ፖፖ ላይቭ ስራሕ ካብ ዝጅምር 5 ወርሒ ኮይኑ ኣሎ። ኣብ ወርሒ ልዕሊ 10 ሽሕ ብር ይረክብ ኣለኹ።

Success Story

ንስኹም'ውን ከማይ ተወሳኺ እቶት ክትረኽቡ እንተደሊኹም

ሕጂ ዘርእየኩም ዘለኹ ቅደም ተኸተል ምኽታል ጥራይ እዩ ካባኹም ዝድለ። ብዘይካዚ ኣብዚ ወብሳይት ስራሕ ክንሰርሕ ከለና ዝኾነ ደረጃ ትምህርቲ ዘይምሕታቱ፣ ኣብ ዝተመችወና ሰዓት ሰዓትና ብምቅይያር ክንሰርሕ ምኽኣልና፣ ብባዕልና ብእንኽእሎ ቋንቋ ክንዘራረብ ምኽኣልና እሞ ካብ ዝተፈላለያ ዓለም ሃገራት ምስ ዘለዉ ሰባት ንምልላይ ዕድል ዝኸፍተልና ብምዃኑ ነቲ ስራሕ ፈቲና ክንሰርሖ ይገብረና።

ናይ ፖፖ ላይቭ ናይ ስራሕ መምርሒ ቪድዮ

Start Work

1. ናይ ምኽፋቲ ኣማራጺታት

ቀጥታ ካብ ፕለይስቶር ምውራድ ዝከኣል እንተኾነ'ውን እቲ ዝምረጽ መገዲ ግና ብሊንክ ምኽፋት ብምዃኑ ታሕቲ ዘቐመጥኩዎ ሊንክ ብምትንካፍ ዳውንሎድ ግበሩዎ

Login Options

2. ዝሰማማዓና ምምራጽ

ብሊንኩ ዳውንሎድ ምስገበርኩም ድሕሪኡ ብኸመይ ክትከፍቱ ከምትደልዩ ኣማራጺ ከርእየኩም እዩ። ንዓኹም ዝስማዕማዕ ዝኾነ መገዲ ብምምራጽ ክትከፍቱ።

3. ናይ ገጽ ንገጽ ገጽ

እዚ ብትኽክል ናይ ፖፖ ላይቭ ኣካውንት ምኽፋትኩም ዘረጋግጽ ገጽ እዩ። ካብዚ ብምቕጻል ናብቲ ናይዚ ወብሳይት ቀንዲ ናብ ዝኾነ ናይ ሰቲንግ ቦታ ክንኣቱ ኢና። እዚ ድማ ናይቲ ሞባይል ታሕተዋይ ቦታ ካብ ዝርኣዩ ዘለዉ ውሽጢ 5ይ ኣብ ዘሎ ኣምፖል ምልክት ወይንም "O" ክንትንክፍ ኢና፡፡ 💡

Settings

4. ዝቕጽል ተግባርና

ልክዕ እዚ ምስመጸልና "Auth" ብምትንካፍ መጀመርታ ፎቶና ከምኡ'ውን ናይ ገጽ ኣሰር ክንህብ ኢና።ኣብ ታሕቲ ዝርኣየና ባምቡላ ኣሎ፣ ወይ ድማ ብድምጺ ዝብለና ሰሚዕና ናይ ገጽና ዓሻራ ክንህብ ኢና። ......

Final Step

5. ኣብ መወዳእታ

ኣብ ቁጽሪ 4 ዘሎ ስእሊ ካብ ዝርኣዩ ምልክታት My agency ዝብል ንትንክፍ። please enter agent ዝብል ተንኪፍኩም ነዚ ቁጽሪ "44431503" ኣእቲኹም Dani_Agency ዝብል ምስ መጻልኩም please enter agent ID ድሕሪኡ ከኣ confirm ዝብል ተንኪፍኩም ኣብ መወዳእታ ሰርትፍኬት ክህበኩም ኢዩ።

44431503

Settings

ኣብ ቀጻሊ ዝኸውን ዕላማና

ነዚ ሰርትፍኬት ምስ መጻልና ዝኾነ ነገር ከይተንከፍና " back" ኢልና ንወጽእ። ኣብቲ ሰርትፍኬት ናትና ስምን ናይ ኤጄንትና ስምን ከምጽኣልና ኢዩ ። ንኣብነት ከምዚ ኣብ ታሕቲ ዘሎ ስእሊ ከምጽኣልና ኢዩ።

ቀጥታ ኤጀንት ንምዃን ተግባራዊ መምርሒታት

እዚ መምርሒታት ተኸቲልኩም ብቐሊሉ ወኪል ኹኑ።

1

ናይ ፖፖ ኣይዲኹም ካብ ፕሮፋይል ቅዳሕ ግበሩ

2

"Agency Registration" Link ጠውቑ

3

መለለዪኹም ኣእትዉ ከምኡ'ውን "Get" ጠውቑ

4

Verification Code ኣእትዉ ከምኡ'ውን "Submit" በሉ

Screenshot

ብዛዕባ ፖፖ ላይቭ ፕላትፎርም

ፖፖ ላይቭ እንታይ እዩ?

ፖፖ ላይቭ ዓለምለኻዊ ማሕበራዊ መራኸቢ ፕላትፎርም ኮይኑ ኣብዚ ምስ ካብ ዝተፈላለያ ሃገራት ዝመጹ ሰባት ብቐጥታ ቪድዮ ብምዝርራብ እቶት ክትረክብ ትኽእል። እዚ ፕላትፎርም ብቐሊሉን ብዘሐጉስ መንገድን እቶት ንምርካብ ዓቢ ዕድል ይህብ።

ብኸመይ ይሰርሕ?

ኣብ ፖፖ ላይቭ ምስ ሰባት ብቐጥታ ቪድዮ ብምዝርራብ፣ ጸወታታት ብምጽዋት ከምኡ'ውን ዝተፈላለዩ ማሕበራዊ ንጥፈታት ብምክያድ ኮይን ከምኡ'ውን ህያባት ይቕበሉ። እዚ ኮይናት ናብ ሓቀኛ ገንዘብ ምቕያር ይከኣል።

መጀመርታ ንሓደሽቲ ተጠቀምቲ ምኽርታት

• መጀመርታ ናይ ባዕልኹም ፕሮፋይል ብዝግባእ ምልኡ
• ዝተመርጸ ኤጀንት ምረጹ
• ኣብ መዓልቲ እንተውሓደ 2-3 ሰዓት ንጡፋት ኹኑ
• ምስ ካልኦት ተጠቀምቲ ብኣኽብሮት ተዘራረቡ
• ናይ መዘናግዒ ንጥፈታት ተሳተፉ

እቶት ንምእካብ ዝሕግዙ መንገድታት

መዓልታዊ ሳንቲም ክንነብር ከለና ዝወሃበና
- ላኣኺ ሳንዱቕን.
- ሳጹናት ስንቂ
- ምስ ካልኦት ጸወታ ምጽዋት
- ህያባት ካብ ዝተፈላለዩ ሰባት
ከምኡ’ውን ናይ ወኪል ስራሕ።
እዚ ኩሉ ዝተፈላለየ መልክዕ ኣታዊ ንረክብ።

ናይ እቶት ምእካብ መንገድታት

ኣብ ፖፖ ላይቭ እቶት ናይ ምርካብ ቀንዲ መንገድታት፣ ህያባት ምቕባል፣ ቀጥታ ቪድዮ ጻውዒት ምግባር፣ ኣብ ጸወታታት ምስታፍ ከምኡ'ውን ናይ ኤጀንሲ ስራሕ ይርከቡ። ነፍሲ ወከፍ ንጥፈት ዝተፈልየ ናይ እቶት ዕድል ይህብ።

ናይ ድሕነት መምርሒታት

• ውልቃዊ ሓበሬታኹም ኣይትካፈሉ
• ገንዘብ ንምትሕልላፍ ዝሓቱ ሰባት ተጠንቀቑ
• ዝተመርጹ ኤጀንትታት ጥራይ ምረጹ
• ናይ ፖፖ ላይቭ መምርሒታት ተኸተሉ
• ጥርጣረ ዝፈጥሩ ንጥፈታት ሪፖርት ግበሩ

ፖፖ ላይቭ ላይ
ምልክታት እንታይ እዮም?
ብኸመይ ንጥቀመሉ?

ብተደጋጋሚ ዝሕተቱ ሕቶታት (FAQ)

ፖፖ ላይቭ እንታይ እዩ?

ፖፖ ላይቭ ዓለምለኻዊ ቀጥታ ቪድዮ መራኸቢ ፕላትፎርም እዩ፤ ኣብዚ ብቐጥታ ቪድዮ ብምስማር ገንዘብ ምርካብ ይከኣል።

ገንዘብ ብኸመይ ይመሓላለፍ?

ፖፖ ላይቭ ኣብ ሓቀኛ ትካላት ዝለኣኾ ኮይን ናብ ብር ምቅያር ይከኣል፣ ዝተላእከ ገንዘብ ብቐጥታ የረጋግጹ።

ናይ ሓደሽቲ ተጠቀምቲ ምኽርታት?

ፕሮፋይልኩም ብዝግባእ ምልኡ፣ ዝተመርጸ ኤጀንት ምረጹ፣ ናብራኹም ቁጽጽር ይግበር።

Agent Kamal

ንኽትረኽቡኒ

ኤጀንት ዳኒ - ናይ ፖፖ ላይቭ ሞያዊ

ናይ ርክብ መስመራት

ስልኪ

+251975583967

ቴሌግራም

Dani Telegram

ዩቲዩብ

Dani YouTube

ቲክቶክ

Dani Tiktok

ቲክቶክ

Dani Tiktok

ፌስቡክ

Dani Facebook

ኢሜል

Dani Gmail

ዋትሳፕ

Dani Whatsapp